ብዕጡቓት ሑቲ-የመን ዝተጨውየ ኢትዮጵያዊ በዓልሞያ ጽገና መርከብ

ብሰንበት 24 ታሕሳስ 2014 ኣቆጻጽራ ግእዝ ናይ ስዑዲ ዓረብ ባንዴራ ዝሰቐለት “ራዋቢ” ዝተባሃለት መርከብ ጽዕነት፡ ካብ የመን - ሶኮትራ ተበጊሳ ናብ ስዒዲ ትጓዓዝ ኣብ ዝነበረትሉ’ያ ብዓመጽቲ ሑቲ ተጨውያ። ...